ልዕሊ 200 ግዚያዊ ሰራሕተኛታት

ናይ ቓንቓ ሽርክነት ብልዕሊ 200 ናይ ጽሑፍን ዝርርብን ምትርጉምን ምዕራምን ኣገልግሎታት ኣብ ምሀብ ምኩራት ዝኾኑ ክኢላታት ሰብሞያ ዝቆመ ጉጅለ እዩ።

ብዛእባና

ናይ ቓንቓ ሽርክነት ናይ ዝርርብን ጽሑፍ ናይ ትርጉም አገልግሎት ናይ ማሕበራዊ ትካል ኮይኑ ብልዕሊ 200 ላለዋይ ስልጠና ዝወስዱ ናይ ጽሑፍን ፣ ዝርርብን፣ ምዕራምን አገልግሎት ዝሕቡ ተመኩሮ ዘለዎም ክኢላታት ዝቖመ እዩ። ናትና ግዚያውያን ሰራሕተኛታት መብዛሕትኣን ስደተኛታት ደቂ አንስትዮ ኮይነን ምሩቓት ናይ መሰጋገሪ ን ወለኝተኛታት ናይ ዘረባን ጽሑፍን ምትርጛም መደብ አብ CIWA እየን። ከምዑ ዉን ብቕአተን ብናይ CILISATን CIን ዘረጋገጻ እየን።

ናይ ዝርርብ ትርጉም አገልግሎት ትምህርታዊ፣ ህክምናዊ፣ ህጋዊ፣ ማሕበራዊን ገንዘባዊን ቆጸራታት ኮይኑ ብአካልን ብርሑቕን ማለት ብስዕላዊ ናይ ርሑቕ ምትርጛም (VRI) ከምዑ ዉን ብቴሌፎን ምትርጛም (OPI) የጠቓልል።

ናይ ጽሑፍ ትርጉም አገልግሎታት ገንዘባዊ፣ ህጋዊ፣ ህክምናዊ፣ ቴክኒካዊ ሰነዳት፣ ናይ መምርሒ ፈቓድን ፓስፓርትን የጠቓልል።

Women meeting in an office.

ናይ ዝርርብን ምትርጛምን ኣገልግሎታት

ንሕና ምቹእ፣ ዝተመጣጠነ ዋጋ ዘለዎን፣ ምሩፅ ዝኾነ ናይ ጽሑፍን ዝርርብን ምትርጛም ኣገልግሎታት ክንቅርብ ኢና ንጽዕር።

ናይ ቓንቓ ሽርክነት ናይ ጽሑፍን ዝርርብን ብቑዕ ዝኾነ ምትርጛም ኣገልግሎት ሕክምናዊ፣ ሕጋዊን፣ ህዝባዊን ደገፉት ንማሕረሰብ ንምሃብ ዉፉይ እዩ።

ናይ ጽሑፍ ምትርጛም ኣገልግሎታት

ሞያዊ ናይ ጽሑፍ ምትርጛም ኣገዳሲ ክፉል ናይ ኣገልግሎትና እዩ። ንሕና ቅኑዕነት ናይቲ ዝተተርጎመ ጽሑፍ ብምርግጋጽ ነቲ ዝተተርጎመ ሰነድ ኣብ ግዚኡ ናብ ዓማዊልና ከም ዝበጽሕ ንገብር።

Woman working at a computer.

ቓንቓታት

አገልግሎታትና ብዙህ ቓንቓታት እንኮላይ ናይ አሜሪካ ናይ ምልክት ቓንቓ ዘጠቓለለ እዩ። ናይ ልዕሊ 65 ቓንቓታት አገልግሎት ንህብ። ካልኦት 29 ዘይዝዉቱራት ቓንቓታት ዉን አብ ማሕደርና ይርከቡ።
  • Afar
  • Albanian
  • American Sign Language
  • Amharic
  • Arabic
  • Bengali
  • Bhutanese
  • Bosnian
  • Burmese
  • Cambodian
  • Cantonese
  • Creole
  • Croatian
  • Dari
  • Dinka
  • Ewe
  • Farsi
  • French
  • German
  • Greek
  • Gujarati
  • Hebrew
  • Hindi
  • Hungarian
  • Igbo
  • Italian
  • Japanese
  • Karen
  • Korean
  • Kurdish
  • Laotian (Lao)
  • Lingala
  • Lithuanian
  • Malayalam
  • Mandarin
  • Mongolian
  • Nepali
  • Nuer
  • Oromo
  • Pashto
  • Patois
  • Polish
  • Portuguese
  • Punjabi
  • Romanian
  • Russian
  • Serbian
  • Shindi
  • Shona
  • Somali
  • Spanish
  • Swahili-Central
  • Swahili-East
  • Tagalog
  • Tamil
  • Thai
  • Tigrinya
  • Turkish
  • Twi
  • Ukrainian
  • Urdu
  • Vietnamese
  • Visayan
  • Waray
  • Yoruba
“We have been particularly grateful for CIWA’s ability to provide interpretation in less common languages like Kurdish and Karen. During COVID, we have also appreciated the flexibility demonstrated by interpreters in their willingness to translate documents or to provide services via Zoom or phone. The benefit these interpretation services provide our families is invaluable.“
Renfrew Educational Services