ናይ ጽሑፍ ትርጉም ማለት ምስግጋር ናይ ጽሑፍ መልዕኽቲ ካብ መበቆላዊ ቓንቓ ናብቲ ናቱ ማዕረ ዝኾነ ካልዕ ቓንቓ እዩ። እዚ ንጥፈት ንናይ ጽሑፍ ሰነዳት ከምዑ ዉን አብ ጽሑፍ ንዝተሞርከሱ ነገራት የገልግል።
ናይ ጽሑፍ ምትርጛም አገልግሎታት
ንህና ሞያዊ ዝኾነ ናይ ጽሑፍ ምትርጛም አገልግሎት ምስተወሳኺ ዋጋ ፣እንድህር ማሕላ ተሓቲቱ ነቕርብ ኢና፣ እዚ ድማ ብናይ ጉዳይ ፍልሰትን ስደተኛታን ካናዳ (IRCC) ከምዑዉን ብብዙሓት ዞባዊን ፈደራላዊን ትካላት ተቀባልነት ዘለዎ እዩ። https://www.canada.ca/en/immigration-refugees-citizenship/corporate/publications-manuals/operational-bulletins-manuals/refugee-protection/removal-risk-assessment/translation.html#s1).
ብተወሳኺ ዉን ናይ ATIA (ማሕበር ናይ ጽሑፍን ዝርርብን ካልጋሪ) ዝተመስከረሉ ናይ ጽሑፍ ትርጉም ብጀርመኛን ማንደሪንን ነቕርብ።
መበቆላዉያን ተዛረብቲ ናይ ቓንቓኹም ጥራይ እዮም ነቲ ናትኩም ሰነድ ዝርከብዎ፣ ልክእነቱን ምርግጋጽ።
ዝተፈላለዩ ዓይነት ሰነዳት እንተላይ ህጋዊ፣ ህክምናዊ፣ ቴክኒካዊን ትምህርታዊ ሰነዳት ንትርጉም ኢና።
ናይ ጽሑፍ ትርጉም ዋጋታት
ሞያዊ ናይ ጽሑፍ ትርጉም አገዳሲ ክፋል ናይ አገልግሎትና እዩ። ቅኑዕነት ናይቲ ትርጉም ብምርግጋጽ ነቲ ሰነድ አብ ግቡዕ ግዚኡ ንዓማዊልና ከምነረክብ ነረጋግጽ።
“As a non-profit, we have very limited resources, but because their prices are so reasonable, and it’s so easy to book them, I use them as much as possible.“
